የቦ ታክስ

ለዲያስፓራ አባላት አሁን ኢትዮጵያ ላላችሁ። የአሜሪካ ታክሳችሁን ካላችሁበት ሆናችሁ እንድታሰሩ ነገሮችን ሁሉ አስተካክለናል። ያልተሰራ የታክስ ውዝፍ (Back Tax)፣ መስተካከል ያለበት ታክስ (Amendment), የዚህ አመት ታክስ እና ሌሎችንም እንሰራለን።በViber ሆነ Whatspp ይደውሉልን። 619 255 5530 ። YebboTax info@yebbo.com Yebbo.com

Friday, November 27, 2020

21ኛ ክፍለ ጦር ዝተውሃቦ ልኡኽ እናተዓወተ ናብ መቐለ እናገስገሰ ይርከብ” ምክትል አዛዚ 21ኛ ክፍለጦር ኮነሬል መኳንንት ሲሳይ

“21ኛ ክፍለ ጦር ዝተውሃቦ ልኡኽ እናተዓወተ ናብ መቐለ እናገስገሰ ይርከብ” ምክትል አዛዚ 21ኛ ክፍለጦር ኮነሬል መኳንንት ሲሳይ 
*********************************
(ኢፕድ) 

21ኛ ክፍለ ጦር ዝተውሃቦ ልኡኽ እናፈጸመን እናተዓወተን ናብ መቐለ እናገስገሰ ይርከብ ክብል ምክትል አዛዚ 21ኛ ክፍለጦር ኮነሬል መኳንንት ሲሳይ ገሊጾም። 

እቶም ኮነሬል ትማሊ ኣፍቲ ከባቢ ንዝርከቡ ጉጅለ ጋዜጠኛታት ከምዝገለጽዎ፣ 21ኛ ክፍለ ጦር ኣሸባሪ ዕጡቓት ህወሓት ዝተመክሕሉ ሰለስተ ወሳኒ ምሽግ ሰይሩ፣ ከቢድ መሳርሒ ኣጥፊኡ ብእግሪ እናተኸተለ ኣብ ልዕሊ ጁንታ ህወሓት ከቢድ ሰብኣውን ቁሳውን ኪሳራ ኣብፂሑ። 

ዕጡቓት እቲ ጁንታ 21ኛ ክፍከጦር ብጅግንነት ዝፈልጥዎ ብምኳነ ኣብ ቅድሚኡ ኮይኖም ኣይዋግኡን ዝነሉ እቶም ኮነሬል፣ ዕጡቓት እቲ ጁንታ ኣብዚ ሕዚ ሰዓት ብበዝሒ ንመከለኸሊ ሓይሊ ኢዶም እናሃቡ ይርከቡ፤ ጁንታ ህወሓት ናይቶም ዕጡቓቱ ተስዓራይነት ስነ ልቦና ንምምላስ ክብል 21ኛ ክፍለጦር ጉድኣት ኣብጺሐ እናበለ ፕሮፖጋንዳ ይሰርሕ ኣሎ። 

21ኛ ክፍለጦር ኣብ ልዕሊ ዓዎት ዓዎት እናደረበ ወንኡን ሞራሉን እናወሰኸ ንቕድሚት ኣብ ምግስጋስ ይርከብ ዝበሉ ኮሎኔል መኳንን፣ ንመጻኢ ዝወሃቡና  ልእኽቶ ብዓዎት ንምውጻእ ኣብ ሙሉእ ኣቋምን ድልውነትም ከምዝርከቡ ገሊጾም። 

ካብ መግለጺታት ጁንታ ህወሓት እቲ ሓደ ሕሶት እዩ ዝበሉ እቶም ምክትል ኣዛዚ፣ ዓላማ እዚ ኦፕሬሽን እዚ ሓሳዊ፣ ስሱዕን ሰራቒ ጉጅለ ንፍርዲ ምቕራብ እዩ ኢሎም።

No comments:

Post a Comment

Note: Only a member of this blog may post a comment.

Curated Products for Generation X

https://amzn.to/3VhbwJz GenX Essentials - Curated Products for Generation X ...

Do you need Ethiopian Power of Attorney where your agent can preform several crucial tasks on your behalf? Such as adoption proceedings, buying movable or immovable properties, paying tax, represent you in governmental and public offices and several others tasks with our your physical presence? If your answer is yes get the Ethiopian Power of Attorney or YEBBO now on sale

Shop Amazon